Fana: At a Speed of Life!

 “ቢንቶ” ኣልዋሃ ተሽከርከርቲ ምሕላፍ ኣብ ዘይኽእላሉ ብርኪ ምብፅሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ቢንቶ” ኣልዋሃ ብምኽኒያት ውሕጅ ክራማት ተሽከርከርቲ ምሕላፍ ኣብ ዘይኽእላሉ ብርኪ ምብፅሑ ተገሊፁ።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረዳ ራያ ቆቦ ኮማንደር ነጋ ድንበሩ፥ እቲ ቢንቶ ቅድመ ሐዚ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ልዑል ጉድኣት ከመዝበፅሖ ተዛሪቦም።

ብመንግስቲ ፅገና እኳ እንተተገበረሉ ኣብዚ ሐዚ እዋን ብምኽኒያት ክረምታዊ ዝናብን ውሹጅን ተሽከርከርቲ ምሕላፍ ናብ ዘይኽእለሉ ብርኪ ከምዝበፅሐ ገሊፆም።

ስለዝኾነ ዝመልከቶ ኣካል ህፁፅ ፅገና ነክገብረሉን ኣገልግሎት ናብ ዝህበሉ ኩነታት ክሰጋገርን ፃውዒት ምቕራቦም ካብ ኮሚኒኬሽን እቲ ወረዳ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.