Fana: At a Speed of Life!

ባህጊ ምፍራስ ሃገር ጉጅለ ኣሸባሪ ብዝተሓባበረ ቅልፅም ኢትዮጵያውያን ክውቃዕ ኢዩ-ደቂ ኣኒስቲዮ ክልል ዓፋር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህጊ ምፍራስ ሃገር ጉጅለ ኣሸባሪ ብዝተሓባበረ ቅልፅም ኢትዮጵያውያን ክውቃዕ ኢዩ ክብላ ደቂ ኣኒስቲዮ ክልል ዓፋር ገሊፀን።

ካብቲ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ዝተውፃእፅኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ከተማ ሳማራ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይደን።

እተን ሰልፈኛታት በቲ ኣሸባሪ ኣቢሉ ኣብ ልዕሊ ህፃናት፣ ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን ዝበፅሑ ዘለዉ ቅትለታት ማሕበረሰብ ዓለም ከውግዞ ይግባእ ኢለን።

“እዚ ትውልዲ ሓደራ ኣቦታትና ኣየጥፍእን፣ ኢትዮጵያ ንምድሓን ክወፍር ኢየ፣ ባህጊ ምፍራስ ሃገር ጉጅለ ኣሸባሪ ብዝተሓባበረ ቅልፅም ኢትዮጵያውያን ክውቃዕ ኢዩ” ዝብል መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.