Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ 2014 ዓ.ም 10 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ 2014 ዓ.ም 10 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ።

ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዶክተር ዮሐንስ ኣያሌው፥ ባንኪ ልምዓት ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ ስራሕቲ ሪፎርም  ብስፍሓት ከምዝተሰርሐ ገሊፆም።

በዚ ድማ ኣብ 2014 ዓ.ም 10 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ልቓሕ ምሃብ ከምዝኸኣለ ገሊፆም።

ኣብቲ ባንኪ ብዝተሰርሐ ምምሕያሽ ኣሰራርሓ ብዓማዊል እምነት ከምዝረኸበን ብቐረባ ንምስራሕ ውፅኢት ከምዘመዝገበን ምግላፁ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.