Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንፕሮጀክታት መገዲ ቀርኒ ኣፍሪካ 271 ሚሊየን ዶላር ልቃሕ ኣፅቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቦርድ ዳይሬክተራት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝርከባ ሃገራት ብልምዓት መገዲ ንምትእስሳር 271 ሚሊየን ዶላር ልቃሕ ከምዘፅቐ ኣፍሊጡ።

ህንፀት እቶም ፕሮጀክታት ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ሶማሊያን ዝሳለጡ እንትኾኑ፥ እቶም መገዲታት ኣብ ዝህነፁሉ ከባቢ ንዝርከቡ ነበርቲን ሓፈሻዊ እቲ ዞባን ተረባሕቲ ከምዝገብሩ ተገሊፁ።

ካብ ሞንጎ እቲ ልቓሕ 75 ዶላር ብፈንድ ልምዓት እቲ ባንኪ ዝተመዓራረየ እንትኸውን፥ ካብ ወለድ ናፃን ዝተረፈ 142 ሚሊየን ዶላር ግን ካብቲ ባንኪ ወለድ ዝሕሰበሉ ከምዝኾነ ተፈሊጡ።

ብመንግስታት ኢትዮጵያ፣ ኬንያ፣ ሶማሊያ፣ ሱዳን፣ ኤርትራን ጂቡቲን ዝምራሕ እቲ ፕሮጀክት ልምዓት መገዲ፥ ብባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ፣ባንኪ ዓለምን ሕብረት ኣውሮፓን ዝሕገዝ ኢዩ ምባሉ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.