Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ሕብረት ስራሕ ኦሮሚያ ኣብ ቦረና ንድርቂ ተቓላዕቲ ንዝኾኑ ዜጋታት ዝኸውን ደገፍ 100 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ሕብረት ስራሕ ኦሮሚያ ኣብ ቦረና ንድርቂ ተቓላዕቲ ንዝኾኑ ዜጋታት ዝኸውን ደገፍ 100 ሚሊየን ብር ገይሩ።

እቲ ደገፍ፥ ባንኪ ሕብረት ስራሕ ኦሮሚያ ምስ ቸሰራሕተኛታቱ ብምዃን ማሕበራዊ ሓላፍነቱ ንምውፃእ ናይ ዝገብሮ ፃዕሪ ሓደ ኣካል ከምዝኾነ ካብቲ ባንኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.