Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኸውን ብር 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኸውን ብር 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ኣበርኪቱ።

እቲ ሓገዝ ገንዘብ፥ ኣመራርሓታት እቲ ባንኪ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሐመድ ኣረኪቦምዎም።

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ና ህዝቢ ባንኪ ከም ምዃኑ መጠን ንህዝቢ ኣብ ዝጠቕሙ ፕሮጀክታት ኣስተዋፅኦ እናገበረ ከምዝርከብ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ጊለፆም።

እቲ ባንኪ ንዝገበሮ ኣስተዋፅኦ እውን ምስጋና ኣቐሪቦም።

ፍልፍል፦ ግዜኢ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.