Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ወጋገን ቅድሚ ታክስ ልዕሊ ፍርቂ ቢሊየን ብር ከሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ወጋገን ቅድሚ ታክስ 572 ሚሊየን ብር ከስቢ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ።

እቲ ባንኪ መበል 29 ስሩዕን መበል 14 ህፁፅን ጉባኤ ሰብ ኣክሲዮን ኣሳሊጡ።

እቲ ባንኪ ኣብ 2021/22 ናብ ከስቢ ምምላሱ ኣካቢ ቦርድ ዳይሬክተራት እቲ ባንኪ ኣብድሹ ሑሴን ተዛሪቦም።

ኣብ ትግራይ ዝርከባ 112 ቅርንጫፋት እቲ ባንኪ ኣገልግሎት እንተይሃባ ኣብ ካልኦት ከባቢታት ዝርከባ 288 ቅርንጫፋት ጥራሕ እናሰርሓ እቲ ውፅኢት ምምዝጋቡ ዘተባብዕ ከምዝኾነ እውን ሓቢሮም።

ብቅድስት ብርሃኑ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.