Fana: At a Speed of Life!

“ባክ ቱ ስኩል ኣፍሪካ” ብዝብል ዝተሰየመ ኤግዚብሽን ትምህርቲን ቴክኖሎጂን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ባክ ቱ ስኩል ኣፍሪካ” ብዝብል ዝተሰየመ ኤግዚብሽን ትምህርቲን ቴክኖሎጂን ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተኸፊቱ።

ዋና ዳይሬክተር እቲ ቤተ መፃሕፍቲ ውባየሁ ማሞ(ኢ/ር)፥ ዕላማ እቲ ኤግዚብሽን መናእሰይ ዝሰርሕዎ ዝተፈላለዩ ምህዞታት ቴክኖሎጂ ንከርእዩን እታዎታት ነክረኽቡን ምኽኣል ኢዩ ኢሎም።

ብተወሳኺ ዝተፈላለዩ ምሁራን ኣብ ዓውደ ረእይ ተምህርቲን ቴክኖሎጂን ብምርካብ መናእሰይን ሰብ ዋና ምህዞን ናይ ምትብባዕን ምብቃዕን ስራሕ ከመዝስራሕ ምሕባሮም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.