Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ  ረቂቕ  በጀት ዓመተ 2014 ብዝምልከት ፅባሕ ክዛተ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ  ረቂቕ  በጀት ዓመተ 2014 ብዝምልከት ፅባሕ ክዛተ ኢዩ።

ኣብቲ ዝቐረበሉ ረቂቕ  በጀት ዓመተ 2014 ብምዝታይ ውሳነ ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እቲ ባይቶ ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ብዕምቆት ድሕሪ ምዝታይ ብዝርዝር ንኽረአ ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት እቶት፣ በጀትን ፋይናንስን ክመርሖ ኢዩ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.