Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ፖሊሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣብ ሰለስተ ዓውዲታት ዘፅንዖም መፅናዕቲታት ንዘተ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ፖሊሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣብ ሰለስተ ዓውዲታት ዘፅንዖም መፅናዕቲታት ንዘተ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ።

እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት፣ ትካላት ምርምርን መፅናዕቲን ምሁራት ዓውዲ ውልቀ ዘካተተ እንትኸውን፥ ፖሊሲታት ንፈጠራ ዕድል ስራሕ ምቹዋት ንክኾኑን ትልሚታት ኣብ መፅናዕቲን ምርምርን ዝተደረኹ ንክኾኑን ዘኽእሉ እታዎታት ዝህብ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ መድረኽ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን፥ ኣብዚ ዓመት ከም ሃገር ዕድላት ስራሕ ንምፍጣር ኣብ ዝግበር ምርብራብ ቁልፊ ማሕንቓት ፖሊስን ስትራቴጂን ንምፍታሕ ዘኽእሉ መፅናዕቲታት ምስራሕ ብፍላይ ፖሊሲታት ስራሕ ተኮር ምግባር ኣማራፂ ከምዝኾነ ምግላፆም ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.