Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻምናይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻምናይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤ ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ ዓመተ 2013 ብዝምልከት ዘተ ክገብር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብተወሳኺ ኣፈፃፅማ መደባት 6 ኣዋርሕ ዓመተ 2013 ኣብያተ ፍርዲ እታ ከተማ ዝግምግም እንትኸውን፥ ፍሉይ ሹመታት ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.