Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ መስራቲ ጉባኤኡ ሓደሽቲ ሕፁያት ኣካላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ መስራቲ ጉባኤኡ ሓደሽቲ ኣካላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ።

እቶም ኣፈፀምቲ ስራሕ ብርእሰ ምምሕዳር ዶክተር ይልቃል ከፍኣለ ቀሪቦም እቲ ቤት ምኽሪ ኣፅዲቑዎ፡፡

ብመሰረት እዚ፦

  1. ሕፁይ ዶክተር ጌታቸው ጀበር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል
  2. ዶክተር ሰማ ጥሩነህ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተር ጉዳያት ምምሕዳር
  3. ወይዘሮ ኣይናለም ንጉሴ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪት ጉዳያት ኢኮኖሚ
  4. ኣይተ ስዩም ተሾመ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተር ጉዳያት ማሕበራዊ
  5. ዶክተር ጥላሁን መሃሪ ሓላፊ ቢሮ ገንዘብ እቲ ክልል
  6. ኣይተ ኣረጋ ከበደ ሓላፊ ቢሮ ስልጠናን ስራሕን
  7. ኣይተ ገረመው ገብረፃዲቅ ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ እቲ ክልል
  8. ወይዘሮ ኣስናቁ ድረስ ሓላፊት ቢሮ ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን
  9. ኣይተ ግዛቸው ሙሉነህ ሓላፊ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ጉዳያት መንግስቲ
  10. ዶክተር ማማሩ ኣያሌው ሓላፊ ቢሮ ማይን ኢነርጂን
  11. ዶክተር መልካሙ ኣብቴ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና
  12. ኣይተ ሃይሌ ኣበበ ሓላፊ ቢሮ መዓድን
  13. ዶክተር ማተቤ ታፈረ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ
  14. ዶክተር ሃይለማርያም ክፊያለው ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ
  15. ሜጀር ጀኔራል መሰለ በለጠ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር ፀፅታ
  16. ኣይተ ቀለመወርቅ ምህረቴ ሓላፊ ቢሮ ንግዲ
  17. ወይዘሮ ባንቸኣምላክ ገብረማርያም ሓላፊት ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ
  18. ኣይተ መሓመድ ያሲን ሓላፊ ቢሮ መገዲ
  19. ኣይተ ኣማኑኤል ፈረደ ሓላፊ ቢሮመናእሰይን ስፖርትን
  20. ዶክተር ፀጋ ጥበቡ ሓላፊ ቢሮ እቶት
  21. ኣይተ ሲሳይ ዳምጤ ሓላፊ ቢሮ መሬት
  22. ኣይተ ጣሂር ሙሓመድ ሓላፊ ቢሮ ቱሪዝም
  23. ኣይተ ተስፋሁን ኣለምነህ በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ
  24. ኣይተ ኣንሙት በለጠ ሓላፊ ቢሮ ፕላንን ልምዓትን
  25. ኣይተ ቢያዝን እንኳሆነ ሓላፊ ቢሮ ከተማን መሰረተ ልምዓትን
  26. ኣይተ እንድሪስ ኣብዱ ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን
  27. ዶክተር ኢንጂነር ዳኝነት ፈንታ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኮይኖም ተሸይሞም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.