Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ፥ ትልሚ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ይርእይ ኣሎ።

ኣብ ቀፃሊ ዓመት ዝተዋደደ ተሳትፎ ኣመራርሓን ህዝብን ብምጥቃም ክስርሑ ኣብ ዝኽእሉ ጉዳያት ከምዝሰርሕ እውን ኣብቲ ዘተ ተገሊፁ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝህልዎ ናይ ክልተ መዓልቲ ፃንሒት ኣትፈታት ትኹረትን ቀንዲ ቀንዲ ሸቶታትን 2014 ዓ.ምን በዝምልከት ከመዝዝቲ ካብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.