Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ሰኑይ ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ሰኑይ ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ።

እቲ ቤት ምኽሪ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ጉባኤኡ ዘካይድ እንትኸውን፥ ኣፈፃፅማ መደባት 2013 ዓ.ም ክግምግም ኢዩ።

ብተወሳኺ መደባት ኣፈፃፅማ 2013 ዓ.ም ቤት ፅሕፈት እቲ ቤት ምኽሪ፣ ቤት ፍርዲን ዋና ኦዲተርን ከምዘዳምፅ ካብ ፕሬስ ሴክሬቴሪያት እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.