Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽ ክልል ሶማሌ ስሩዕ ኣኼቡኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ክልል ሶማሌ 5 ዓመት መበል 13 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ምክያድ ጀሚሩ።

ኣብቲ ጉባኤ ኣብ መበል 12 ስሩዕ ቃለ ጉባኤ ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ዛዕባታት ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.