Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ተዛቲዩ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ክሳብ ሐዚ ዘሎ ከይዲ ምርጫን ብፍላይ ድማ ምዝገባ መረፅቲ ብዝምልከትን ዘጋጠሙ ኩነታትን ብዝምለከት ትኩረት ከምዝገበረ ተሓቢሩ።
ንምርጫ ኣድለይቲ ዝኾኑ ናውቲታት ምስ ምጉዕዓዝ ብዝተተሓሓዘ ዘጋጠሙ ፀገማት ንምፍታሕ እቲ ቦርድ ዝሰርሖም ስራሕቲ ቀሪቦም።
ብመሰረት እዚ ኣብ 674 ክልላት ምርጫን 50 ሺሕ ጣብያታትን ምርጫን ናውቲታት ከምዝተወዝዑ ተገሊፁ።

 

ብሃብታሙ ተ/ስላሴ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.