Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ንሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ዝውዕል 3 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ንሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ዝውዕል 3 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ሓገዝ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ኮሚሽነር ጀነራል እንደሻው ጣሰው ንኣዛዚ ዋር ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጀኔራል ሀብታሙ ጥላሁን ከምዘረከቡዎም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.