Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ግብፂ ኣብ ስታዲየም ማላዊ ቢንጉ ክፃወቱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ግብፂ ኣብ ስታዲየም ማላዊ ቢንጉ ክፃወቱ ኢዮም።

ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ከምዝገለፆ፥ ቅድም ክብል ዝተመረፀ ስታዲየም ባህርዳር ናይ ካፍ ደረጃ ብዘይምምልኡ ካፍ ኢትዮጵያ ንምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ እትገብሮ ፀወታ ኣብ ካሊእ ሃገር ስታዲየም ንክትገብር ምውሳኑ ይዝከር።

ስለዝኾነ ካፍ ኢትዮጵያ ናይ ምፅራይ ፀወታ እትገብረሉ ስታዲየም ንክተፍልጥ ምሕታቱ ስዒቡ እቲ ፌዴሬሽን ስታዲየም ማላዊ ቢንጉ ምምራፁ ኣፍሊጡ።

እቲ ስታዲየም 41 ሺሕን 100 ተመልከትቲ ናይ ምሓዝ ዓቕሚ ዘለዎ እንትኸውነ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ህንፀቱ ኣብ 2017 ኢዩ ተዛዚሙ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.