Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ምስ ሶማሊያ መሰትኡ ሎሚ ክፃወት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ምስ ሶማሊያ መሰትኡ ሎሚ ክፃወት ኢዩ ።

እቲ ውድድር ኣብ ዋንጫ ኣፍሪካ መፃረዪ ውድድር ሴካፋ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኣብ ምድብ “ሀ” ዝተደልደለ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ትሕቲ 17 ዓመት ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየን ኣበበ ቢቂላ ፀወትኡ ከምዘካይድ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.