Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ መሰታኡ ደቡብ ሱዳን 5 ንባዶ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቡብ ሱዳን  ኣብ ዝገበሮ መፃረዪ ፀወታ ሻምፒዮና ኣፍሪካ(ቻን) 5 ንባዶ ብምዕዋት ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፉ።

መበል ሻውዓይ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ቻን ኣብ ኣልጀሪያ 2023 ዓ.ም.ፈ ክካየድ ኢዩ።

ብመሰረት እዚ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ መመዓልቲ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ደቡብ ሱዳን  ኣብ ዝገበሮ መፃረዪ ፀወታ ሻምፒዮና ኣፍሪካ(ቻን) 5 ንባዶ ተዓዊቱ።

ረመዳን የሱፍ፣ ኣማኑኤል ገብረሚካኤል፣ መስዑድ መሓመድ፣ ይገዙ ቦጋለ ንሕድሕዶም ሓደ ሓደ ሸቶ እንተቑፅሩ፥ ፒተር ሜከር ኣብ ናይ ባዕሉ መረብ ብዘቑፀራ ሸቶ ብድምሩ ሓሙሽተ ንባዶ ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ።

ስለዝኾነ ናብ ቀፃሊ ዙር ምሕላፉ ኣረጋጊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.