Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንውድድር ቻን ኣልጀሪያ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንውድድር ቻን ኣልጀሪያ ኣቲዩ።

እቲ ጋንታ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣልጀርስ እንትበፅሕ ብባህላዊ ሙዚቃ ኣልጀሪያ ዝተዓጀበ ኣቀባብላ ተገይሩሉ።

ኣብ ምድብ ሓደ ምስ ኣልጀሪያ ከምኡውን ሞዛምቢክን ሊቢያን ፀወተኦም ከካይዱ ኢዮም።

ኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ ፀወተኣ 6 ጥሪ 2015 ዓ.ም ምስ ሞዛምቢክ ክትገብር ኢያ ተባሂሉ።

እቲ ፀወታ ካብ 5 ክሳብ 27 ጥሪ 2015 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.