Fana: At a Speed of Life!

ብመምህር ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ዝኾነ ኣማኑኤል ባልቻ ዝተሰርሓ ድሮናት ዕዉት በረራ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመምህር ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ዝኾነ ኣማኑኤል ባልቻ ዝተሰርሓ ድሮናት (ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት) ዝገበረኦ ፈተነ በረራ ብዓወት ምዝዛመን እቲ ዩኒቨርሲቲ ገሊፁ።

ኣብቲ ከባቢ ብዝርከቡ ኣቑሑት ዘፍረየን “ኣውሮፕላናት”፥ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ከተማ ደምቢ ዶሎ ኣመራርሓታት እቲ ዩንቨርሲቲን ካልኦት ኣባላት ማሕበረሰብን ኣብ ዝተረኸቡሉ ዝገበረኦ ፈተነ በረራ ብዕዉት ኩነታት ተኻይዱ፡፡

ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ ዝነበረ ኩነታት ኣየር ንበረራ ምቹው ኣይኹን እምበር፥ እተን ብመምህር ኣማኑኤ፤ ባልቻ ዝተሰርሓ ኣውሮፕላናት ኩነታት ኣየር ተፃዊረን በረረአን ብዓወት ዛዚመን ኢየን፡፡

መምህር ኣማኑኤል ቅድሚ ሕዚ ድሮን ብምፍራይ ንምርኡኢት ብምቕራብ ዕዉት በረራ ምግባሩ ይዝከር፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.