Fana: At a Speed of Life!

ብሚኒስትር ግብርና ኣይተ ዑመር ሑሰን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ናብ ጁብቲ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ግብርና ኣይተ ዑመር ሑሰን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጁብቲ ኣምሪሑ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ምስ ሚኒስትር ግብርና ጅቡቲን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ከባቢ ወደብን ክዛተ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እቲ ዘተ ብቀንዱ ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝኣቱ ዘመናዊ ድኹዕን ምሩፅ ዘርእን ትራንስፖርትን ተመሳሳሊ ዛዕባን ብዝምልከት ትኹረት ክገብር ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.