Fana: At a Speed of Life!

ብሪታኒያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዝፈፀመቶ ፈትሕ ኣብ ዓመት ልዕሊ 124 ቢሊየን ዶላር የስእና ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዝፈፀመቶ ፈትሕ ኣብ ዓመት ልዕሊ 124 ቢሊየን ዶላር የስእና ከምዘሎ ሰብ ሞያ ኢኮኖሚ ገሊፆም።

እታ ሃገር ካብ ሕብረት ኣውሮፓ መውፃኣ ስዒቡ ክሳራታት የጋጥማ ከምዘሎ ፀብፃብ ብሉምበርግ ኢኮኖሚክስ የረድእ።

እቲ ፀብፃብ ከምዝበሎ፥ ኢኮኖሚ ብሪታኒያ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብቲ ሕብረት ብምፅናሓ ክህልዋ ካብ ዝነበረ ብኣርባዕተ ሚኢታዊ ዝነኣሰ ኢዩ።

ብመሰረት እዚ ሓፈሻዊ ዕብየት ኢንቨስትመንት ብሪታኒያ ኣብዚ ሐዚ እዋን 9 ሚኢታዊ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ሓፈሻዊ ዕብየት ኢንቨስትመንት ኣባል ሃገራት ጉጅለ ሸውዓተ ድማ 13 ሚኢታዊ ከምዝኾነ ኢዩ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.