Fana: At a Speed of Life!

ብርዕሳነ ምምሕዳር ክልላት ዝተመርሐ ልኡኽ ፈፃሚት ስራሕ ፓርቲ ብልጽግና ጅግጅጋ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርዕሳነ ምምሕዳር ክልላት ዝተመርሐ ልኡኽ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚት ስራሕ ፓርቲ ብልጽግና ጅግጅጋ ኣቲዩ።

እቲ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊል ዋል እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ኣቀባብላ ገይሮምሉ፡፡

ክልል ሶማሌ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ዝምስረት ንደሓር ጉባኤ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ እንትተተኣናግድ ንፈለማ እዋን እንትኸውን÷ ኣብቲ ጉባኤ ረብሓ ህዝቢ ኢትዮጵያን ሓፈሻዊ እዋናዊ ጉዳያትን ዝዝተየሉ መድረኽ ከምዝኸውን ትፅቢት ይግበር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.