Fana: At a Speed of Life!

ብር 280 ሚሊየን ወፃኢ ብምግባር ዝተሃነፁ መሰረተ ልምዓታት ኣይስቲ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክፍለ ከተማታት ቂርቆስ፣ አራዳን ኮልፌ ቀራኒዮን ብብር 280 ሚሊየን ወፃኢ ብምግባር ዝተሃነፁ መሰረተ ልምዓታት ኣይስቲ ተመሪቖም።

ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ መሰረተ ልምዓት ቂርቆስ ብምርካብ ዑደት ኣካይዶም።

እቲ ህንፀት መሰረተ ልምዓታት ነተን ክፍለ ከተማታት ብምትእስሳር ኣወሃህባ ግልጋሎት ቅልጡፍ ንክኸውን ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.