Fana: At a Speed of Life!

ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ልኡኽ ናብ ሱዳን ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ልኡኽ ናብ ሱዳን ኣምሪሑ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ንሓደ መዓልቲ ዝፀነሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገብር ተገሊፁ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ካርቱም እንትበፅሑ፥ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ ሱዳን ጄኔራል ኣብደል ፈታሕ ኣል ቡርሃን ኣቀባብላ ከምዝገበረሎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.