Fana: At a Speed of Life!

ብነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኬንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኬንያ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ይገብር ኣሎ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣብ ምድሪ ባቡር ኢትዮጵያን ደረቕ ወደብ ሞጆን ዑደት ከምዘካየደ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.