Fana: At a Speed of Life!

ብኣይተ ደመቀ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ስራሕቲ ግብርና ይጉብኒ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ስራሕቲ ግብርና ይጉብኒ ኣሎ።

ኣብቲ ጉብኚት ናይ ፌዴራልን ክልላትን መንግስቲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ተሳቲፎም።

ናይቲ ልኡክ ኣባላት ኣብ ኦሮሞ ክልል ምብራቕ ሽዋ ዞባ ወረዳ ኣደኣ ዝርከብ ደንካካ ጣቢያ ሕርሻ ጣፍ ክላስተር ዝጉብኒዩ ዘለዉ እንትኾኑ፥ እቲ ጉብኚት ፅባሕ ከምዝቕፅል ትፅቢት ይግበር ክብል ግዜኢ ዘጊቡ።

ተወሳኺ ፎቶ:- ካብ ኦቢኤን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.