Fana: At a Speed of Life!

ብኮቫክስ ሓገዝ ዝተገበረ ቀዳማይ ዙር ክታበት ኮቪድ19 ናብ ጋና ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብኮቫክስ ሓገዝ ዝተገበረ ቀዳማይ ዙር ክታበት ኮቪድ19 ናብ ጋና ኣቲዩ።

ኮቫክስ ንጋና 600 ሺሕ መጠን ዘለዎ ክታበት ቫይረስኮሮና ምሃቡ ኣፍሊጡ፡፡

እቲ ክታበት ኣብ ብሪታኒያ ዝማዕበለ ክታበት ኦክስፎርድ ኣስራዜኒካ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ጋና እቲ ናይ ኦክስፎርዱን አስራዜኒካ ክታበት እንትትቅበል ካብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ኮይና ኣላ፡፡

ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት እውን ቀዳማይ ዙር ሓገዛት ክታበት ከምዝቕፅል እውን ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.