Fana: At a Speed of Life!

ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ነቀምቴ ክኣቲ ዝነበረ ልዕሊ 5 ሺሕ ፍረ ጥይት ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ነቀምቴ ክኣቲ ዝነበረ ልዕሊ 5 ሺሕ ፍረ ጥይት ክላሽን ኮቭ ተታሒዙ።

ቤት ፅሕፈት ሰላምን ፀፅታን ዞባ ደምቢ ዴሎ ከምዝበሎ፥ እቲ ዘይሕጋዊ ጠያይቲ ብሃይሩፍ ዝዓይነታ ተሽከርካሪት ኣብ ዝተገበረ ተፍቲሽ ኢዩ ተረኺቡ።

ሰላም ህዝቢ ዝህውኹ ኣካይዳታትን ምንቅስቓስ ሸኔን ንምዕጋት ኩሉ ሰብ ዝተዋደደ ስራሕ ንክሰርሕ ፃውዒት ምቕራቡ ካብ ኮሚኒኬሽን ኦሮሚያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.