Fana: At a Speed of Life!

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ኣብ ከተማ ሑመራ ንዝርከቡ ተጎዳእቲ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ )ብመጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝራእቶም ክእክቡ ዘይከኣሉን ንብረቶም ዝዓነዎምን ኣብ ከተማ ሑመራ ዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ ሓገዝ ተገይሩሎም።

ሓላፊ መተሓባበሪ ከተማ ሑመራ ኣይተ ተሸመ ስዩም፥ እቲ ሓገዝ ንራብዓይ ዙር እናተውሃበ ከምዝርከብን ልዕሊ 26 ሺሕ ሰባት ተረባሕቲ ከምዝኾኑን ገሊፆም።

ካብ መንግስቲ ብዝተረኸበ ልዕሊ 3 ሺሕ ኩንታል ስርናይን 378 ኩንታል ሃናፂ ምግቢን ንሕብረተሰብ ተበፃሒ ከምዝኾነን ምግላፆም ኣሚኮ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.