Fana: At a Speed of Life!

ብፁኣን ሊቀ ጳጳሳት ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካን ካናዳን ዝርከቡ ናይ 11 ኣህጉረ ስብከታት ብፁኣን ሊቀ ጳጳሳት ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ተራኺቦም ተዛቲዮም።

እቶም ሊቃነ ጳጳሳት ኣብ ዘተኦም፥ ወድዓዊ ሓቂ ኢትዮጵያ ነቶም ኣባላት ኮንግረስ ምግላፆም ተሓቢሩ።

ብተመሳሳሊ እቶም ሊቃነ ጳጳሳት ቤተክርስቲያን ምስ ሴናተራት ሓለፍቲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ንምርኻብ ቆፀሮ ከምዝሓዙ ተሓቢሩ።

እቶም ጳጳሳት ምስቶም ሰብ መዚ ኣሜሪካ ምርኻቦም ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ ዝተዛበዐ ቅዋም ንምስትኽኻል ከምዝዝሕግዝ ካብ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.