Fana: At a Speed of Life!

ብ1500 ሜትሮ ምፅራይ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ክልተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ንፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ብ1500 ሜትሮ ምፅራይ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ታደሰ ለሚን ሳሙኤል ኣባተን  ንፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም።

ካብ ምድብ ክልተ ኣትሌት ሳሙኤል ኣባተ ብ3፡41.63 ሓምሻይ ደረጃ በምሓዝ ውድድሩ እንትዛዝም፥ ካብ ምድብ ሰለስተ ኣትሌት ታደሰ ለሚ ብ3፡36.26 ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድር ፈርቂ ፍፃመ ምሕላፎም ካብ   ኣትሌትክስ ፌደሬሽን ኢትዮጵያያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.