Fana: At a Speed of Life!

ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝኸውንን ንሕብረተሰብ ተረባሒ ዝገብርን ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝኸውንን ንስደተኛታትን ንሕብረተሰብ ተረባሒ ዝገብርን ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።

እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝቕፅሉ 5 ዓማውቲ ዝግበር እንትኸውን፥ ብካልኣይ ዙር ፅዕንቶ ስደተኛታት ምላሽ ፕሮጀክት ዕላዊ ዝኾነ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እቲ ፕሮጀክት፥ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ግብርና፣ መዳርግቲ ልምዓትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ኣዳማ ኢዩ ዕላዊ ኮይኑ።

ዕላማ እቲ ፕሮጀክት፥ ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉ ስደተኛታትን ፅግዕተኝነት ዝሓቱን ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ ከጋጥም ዝኽእል ማሕበራዊን ከባቢያዊን ፅዕንቶ ንምቕናስ ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.