Fana: At a Speed of Life!

ብ500 ሺሕ ዝማዕበለ ሶፍት ዌር ምምሕዳር ኮንትራት ቡና ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ኢትዮጵያ ብ500 ሺሕ ዘማዕበሎ ሶፍት ዌር ምምሕዳር ኮንትራት ቡና ስራሕ ጀሚሩ።

ሚኒስትር ግብርና ኣይተ ዑመር ሓሰን ምምሕዳር ውዕል ኮንትራት ናብ ስራሕ ምእታዉ ዝተወዘፈ ስርዓት ዕዳጋ ካብ ምውጋድ ብተወሳኺ ነዊሕ ግዜ ዝወሰድ ከይዲ ዕዳጋ ብ5 ደቒቓ ንክውዳእ ዝገበር ኢዩ ኢሎም።

ከምኡውን ዘይሕጋዊ ዕዳጋን ኮንትሮባንድን ከምዘትርፍ ተዛሪቦም።

ኣብ ቀፅሪ እቲበዓል መዚ ዘበናዊ ዝኾነ መመርመሪ፣ መፈተኒን መሰልጠኒ ባሬስታን ፅርየት ቡና ስራሕ ጀሚሩ ኢዩ።

እዚ ድማ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ንእተሰናድኦ በዓል ፍሉይ ጣዕሚ ወድድር ቡና ናይ ገዛእ ርእሱ ብፅሒት ከበርክት ኢዩ ተባሂሉ።

ብሲሳይ ሃይሌ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.