Fana: At a Speed of Life!

ብ8100 ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን ልዕሊ 88 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብሓፂር መልእኽልቲ ሞባይል 8100 ንዓብዪ ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ ዝኸውን ልዕሊ 88 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

ዳይሬክተር ኮሚዩኒኬሽን ሚዲያ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ እቲ ግድብ ኣይተ ሃይሉ ኣብርሃም፥ ብጥቕሉል ኣገልግሎት ኢትዮ ቴሌኮም ደገፍ ንምግባር ንዝደሊዩ ሓዱሽ ፕላት ፎርም ከምዝሰናድእ ገሊፆም።

እቲ ግድብ ኣብ ዝተትሓዘሉ እውን ንክዛዘም ሕብረተሰብ ዝገብሮ ዘሎ ሓገዝ ተጠናኺሩ ንክቕፅል ሓቲቶም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.