Fana: At a Speed of Life!

ቦሪስ ጆንሰን ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ብታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብዝተገበረሎም ምርመራ ምልክት እቲ ቫይረስ ከምዘርኣዩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ኣብ ዝፀሓፉዎ መልእኽቲ ኣፍሊጦም።

ኣብ ብሪታኒያ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 11 ሺሕን 800 ዝበፅሐ እንትኸውን፥ 578 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ ኢዩ።

ፍልፍል፦ ሲ ኤን ኤን

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.