Fana: At a Speed of Life!

ቦይንግ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ናብ ምፍራይ ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦይንግ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ናብ ምፍራይ ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ።

ካብ ቦይንግ ኩባንያ፣ ስካይ ቴክኖ ኩባንያን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕን ሰብ ሞያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ፓርኪታት ቦሌ ለሚ፣ ቂሊንጦን ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂን ዑደት ገይሮም።

ኣብቲ ዑደት ምክትል ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣይት ሽፈራው ሰለሞን ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቶም ፓርኪታት ተረኺቦም።

ኣብቲ ዑደት፥ ቦይንግ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው ናብ ምፍራይ ባህጊ ከምዘለዎ ገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.