Fana: At a Speed of Life!

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ክትትል ዝገብር ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ክትትል ዝገብር ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ተጣይሹ።

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 80 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።

በቲ ቤት ምኽሪ ካብ ውሽጢ ዝተመሓላለፉ ውሳነታት ድማ ብሚኒስቴር ጥዕና ዝምራሕ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ክትትል ዝገብር ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ምጥያሽ ኢዩ።

ብመሰረት እዚ እዞም ዝስዕቡ ኣባላት ዘካተተ ኮሚቴ ተጣይሹ ኣሎ፦

ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል – ሚኒስትር ሰላም

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ – ሚኒስትር ገንዘብ

ወይዘሮ አዳነች ኣቤቤ- ሚኒስትር እቶት

ኣይተ ገዱ አንዳርጋቸው – ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ

ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ – ሚኒስትር ትራንስፖርት

ዶክተር ሊያ ታደሰ- ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ኢዮም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.