Fana: At a Speed of Life!

ተግባር ባንዳነት ኣሸባሪ ህወሓት ብምኽባስ ሃገራዊ ሓድነትን ሰላምን ምርግጋፅ ንኽእል ኢና- ፓርቲታት ፖለቲካ  

ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 27፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ህዝቢ ብምዃን ተግባር ባንዳነት ኣሸባሪ ህወሓት ብምኽባስ ሃገራዊ ሓድነትን ሰላምን ምርግጋፅ ንኽእል ኢና ክብሉ ኣብ ክልል ዓፋር ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ   ገሊፆም።

እቶም ፓርቲታት ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ዝገበርዎ መድረኽ ዘተ ከምዝበልዎ፥ ነቲ ክልል ህዝቢ ሰላምን ሓድነትን ምስ መንግስትን ሰራዊት ምክልኻልን  ተቐራሪብና ክንሰርሕ ኢና ኢሎም።

ጁንታ ህወሓት ዝጀመሮ ክሕደት ሀገርን ተግባር ኣጥፊእኻ ምጥፋእን ሃገርን ህዝብን ከምዘይፎቱ ብጭቡጥ ዘርእይ ኢዩ ኢሎም።

ስለ ዝኾነ ተግባር ባንዳነት ኣሸባሪ ህወሓት ብምኽባስ ሃገራዊ ሓድነትን ሰላምን ምርግጋፅ ንኽእል ኢና ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.