Fana: At a Speed of Life!

ቱርክን ኢትዮጵያን ሓዱሽ ሽርክና ንግዲ ንምጥያሽ ዘኽእለን ዘኽእለን ጉባኤ የሳልጣ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርክን ኢትዮጵያን ሓዱሽ ሽርክና ንግዲ ንምጥያሽ ዘኽእለን ዘኽእለን ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጣ ኣለዋ።

ኣብቲ መድረኽ ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንግዲ ዝተውፃእፅኡ ልኡኻት ንግዲ ቱርኪ ምስ ኣካላት ማሕበረሰብ ንግዲ ኢትዮጵያ ይሳተፉ ከምዘለዉ ተገልፁ።

እቶም ኣባላት ጉጅለ ልአኡኽ፥ ካብትካላትን ኢንዱስትሪታትን ምቅንብባር ንግዲ፣ ጨርቃ መርቂ፣ ናውቲ ህንፀትን ምፍራት ማሽንን ዝተውፃእፅኡ ኢዮም ተባሂሉ።

ኤምባሲ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዘውፅኦ ሓበሬታ ከምዝገልፆ፥ እቲ ጉባኤ ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ሽርኪነት ንግዲ ኣብ ምጥያሽ እምነ ኩርናዕ ዘንብር ኢዩ።

ብወንደሰን ኣረጋኸኝ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.