Fana: At a Speed of Life!

ታንዛኒያዊ ፕሮፌሰር ኣብዱልራዛቅ ጉርናህ ተዓዋቲ ሽለማት ኖቤል 2021 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ታንዛኒያዊ ደራሲ ፕሮፌሰር ኣብዱልራዛቅ ጉርናህ ተዓዋቲ ሽለማት ኖቤል 2021 ዓውዲ ስነፅፍ ኮይኑ።

ተሸላሚ ከምዝኾነ ዝሓበረ ኣካዳሚ ስዊድን እንትኸውን፥ ሓበሬታታት ከምዘመላኽቱዎ ተዓዋቲ ዝገበሮ ስነ-ፅሑፍ ድማ ኣብ ክፋእ ባዕዳዊ መግዛእቲን ኣብ ውሽጢ ኣህጉራት ዘሎ መፃኢ ዕድል ባህሊ ስደተኛታት ዘሕብር መፅሓፉ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.