Fana: At a Speed of Life!

ትሕቲ 20 ዓመት ገራዊት ጋንታ ኩዕሰሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብኬንያ መዘነኣ ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ትሕቲ 20 ዓመት ገራዊት ጋንታ ኩዕሰሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብኬንያ መዘነኣ 3 ን 0 ተሳዒራ።

ውድድር ትሕቲ 20 ዓመት ማእኸላይን ምብራቕን ኣፍሪካ /ሴካፋ/፥ ትማሊ ብታንዛኒያ ኣሰናዳእነት ጀሚሩ ኣሎ፡፡

ትሕቲ 20 ዓመት ገራዊት ጋንታ ኩዕሰሾ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኬንያ ኣብ ዝገበረቶ ፈላማይ ፀወታ 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ፡፡

ኢትዮጵያ ቀፃሊ ፀወታኣ ድማ ድሕሪ ፅባሕ ምስ ሱዳን ክትራኸብ ኢያ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.