Fana: At a Speed of Life!

ትካል ልቓሕን ዕቋርን ደደቢት ሓዊሱ ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ደገፍ ይገብራ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዘቕረብዎ ፃውዒት ብምቕባል ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ሓዊሱ ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ደገፍ ይገብራ ኣለዋ።

ብመሰረት እዚ፦

ኢንተርናሽናል ባንኪ ኣንበሳ – ብር 10 ሚሊየን

ባንኪ ሕብረት – ብር 10 ሚሊየን

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ – ብር 10 ሚሊየን

ኩባንያ ኢንሹራንስ ኣዋሽ  – ብር 5 ሚሊየን

ትካል ልቓሕን ዕቋርን  ደደቢት – 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይረን ኣለዋ።

ካልኦት ትካላት እውን ብተመሳሳሊ ቅድመ ሐዚ ደገፍ ከምዝገበራ የፍለጥ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.