Fana: At a Speed of Life!

ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ ንሚኒስቴር ጥዕና ደገፍ ናውቲታት ላቦራቶሪ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ)  ንሚኒስቴር ጥዕና ደገፍ ናውቲታት ላቦራቶሪ ገይሩ።

ማይከሮስኮፕን ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ሕክምናን 300 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ዝተገበረሎም ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ኣብ ኢትዮጵያ ነዝርከቡ 28 ኮሌጃት ሐክምናን ጥዕና ሳይንሰን ከምዝተኸፋፈሉ ድማ ተሓቢሩ።

ኣብ ምርኽኻብ እቲ ናውቲታት ሚኒስተር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ኣብ ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ ዳይሬክተር ሓለዋ ጥዕና ጆናታን ሮዝ ከምዝተረኸቡ ኣብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.