Fana: At a Speed of Life!

ቻይናን ኣፍሪካን ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ኣፍሪካን ኣብ ምክልኻል ለውጢ ንብረት ኣየር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም።

ለውጢ ከባቢ ኣየር ብተፈጥሮኣዊ ስነ-ምህዳር ከምኡ እውን ኣብ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ዕቤት ልዑል ፅዕንቶ እናብፀሐ ከምዝኾነ ይዝረብ።

ስለዝኾነ ድማ ኣብ ዳካር ኣብ ዝተኻየደ 8ይ ፎረም ሚኒስትራት ቻይና-ኣፍሪካ፤ ቻይናን ኣፍሪካን ኣብቲ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ምትሕብባር ኣዳሊዮም።

ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2000 ምክያድ ዝጀመረ እንትኸውን፥ ኣብ ስነ-ምህዳርን ሓለዋ ከባቢን ትኹት ዝገበረ መርሃ ግብሪ ኢዩ፡፡

ፍልፍል፦ ሲ ጂ ቲ ኤን

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.