Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ከተማ ኣዳማ፣ ዞባ ጋሞን ዞባ ምብራቕ ሸዋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ብሰልፊ ይገልፁ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዳማ፣ ዞባ ጋሞን ዞባ ምብራቕ ሸዋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘለዎም ድጋፍ ብሰልፊ ገሊፆም።

እቶም ሰልፈኛታት፥ “ንሃገር ምሟት ክብሪ ኢዩ፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ክንስለፍ ኢና” ኣፍሪካ ንኣፍሪካውያን ግደፉሎም፣ ህዝቢ ትግራይ ኣካልና፣ ጁንታ ፀላኢና፣ ህፃናት ንኲናት ምምልማል ንቃወም ዝብሉ ጭርሖታት ኣስሚዖም።

ፍልፍል፡- ኦቢኤን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.