Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 21 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 21 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ደገፍ ገይሮም።

ኣብ ርኽክብ እቲ ደገፍ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ክፍለ ከተማ ኣይተ ሙሉነህ ፈይሳ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሰብ ሃፍቲን ነበርቲን ተረኺቦም።

እቲ ደገፍ 133 ኣብዑር፣ 133 ኣባጊዕን 67 ኣጣልን ከምኡውን ደረቕ ስንቂ፣ ኣልባሳት፣ ፍራሽ፣ ኮቦርታን ኣንሶላን ዘካተተ ከምዝኾነ ካብቲ ክፍለ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.