Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ወረዳ ሱሉልታ ከተማ ደርባን ከባቢኣን ንኦነግ ሸኔ ኮኒኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ዙሪያ ፊንፊኔ ወረዳ ሱሉልታ ከተማ ደርባን ከባቢኣን ዝነብሩ ዜጋታት ንኦነግ ሸኔ ብምኹናን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

እቶም ሰልፈኛታት ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ሒዞም ዝወፅ እንትኾኑ፥ ዘይሕጋዊ ተግባር እቲ ጉጅለ ኮኒኖም፡፡

“ሰላምና ብምሕላው ስራሕቲ ልምዓትን እናሳለጥና ከባቢና ብንቕሓት ክንሕሉ ኢና” ክብሉ ተሰሚዖም፡፡

ኦነግ ሸኔ ስግኣት ሰላም ከምዝኾነ እቶም ሰልፈኛታት ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.